Tigrigna Language Development
Development of proper grammatical syntax of the Tigrigna Language
ምምዕባል እሩምን ምዕሩይን ትግርኛ
07/16/2023
ተ.ግሲ ፪ይ ክፍላ
፪ይ ክፋል ተውሳከ-ግሲ ፪ይ ክፋል ተውሳከ-ግሲ፤ኣርኣያ ካሳኣብ ዝሓለፈ ፩ይ ክፋል ተውሳከ-ግሲ፡ መገልጺ ተ.ግሲን ዝርዝር ዓይነታት ተ.ግሲን ተዋሂቡ ( ኣብ’ዚ ፪ይ ክፋል ተውሳከ-ግሲ ከኣ መግለጺ ዓይነታት ተ.ግሲ ...
03/15/2023
ቅጽል – ፱ይ-ክፋል ኣዳራጊ ቅጽል ቅጽል – ፱ይ-ክፋል ኣዳራጊ ቅጽልኣርኣያ ካሳ ኣብ ዝሓለፈ ፰ይ-ክፋል፡ ኣመቃራሒ ቅጽል ተዋሂቡ እዩ። ኣብ’ዚ ፱ይ-ክፋል ካብ ክፍሊታት ቅጽል፡ ኣዳራጊ ቅጽል ይቕርብ። ኣዳራጊ ቅጽል ንኽ.....
12/30/2022
“ድርብ ኣመልከትቲ ቃላት ዚብሃሉ የለዉን”ኣርኣያ ካሳ30 ታሕሳስ 2022 ዘፍጥረት ዛዕባ “ድርብ ኣመላካቲ ቃላት” ምስ ተስፋማርያም ካብ እነካይዶ ዘተ ትብገስ። ኣብ’ዚ ንነበብቲ ክሕብሮ ዝደልይ፡ ምስ ተስፋማርያም እነካይዶ ብሕታዊ ዘተ ኣብ ሰዋስው ትግርኛ ዘድሃበ እዩ። ኣብ ምምዕባል እሩምን ምዕሩይን ትግርኛ ዚነጥፍ ክኢላ እውን፡ ካብ’ቲ ን80 ዓመታት ኣብ ሓደ ዓንኬላዊ ነግሒ ዜዅድድ ዘሎ ዝርርብ ወጺኡ ንእዚ ኣብነት ብምኽታል ሰረት ኣካዳምያዊ ትካል ትግርኛ የቐምጥ። ብልጫ እዚ እነካይዶ ዘተ ኣብ እቲ ፍልልይና ዘይኮነስ ንሰዋስው ኣብ ቅድሚት ሰሪዕና ንጽሕፈት ትግርኛ ብዓይኒ ሰዋስው ምቕራብና እዩ። ንኣብነት፡ ኣብ’ዛ ዛዕባ እነቕርቦም ዘለና ጽሑፋት ክስትብሃለሎም ዘለዎም ስነ-ቓላት (terminologies) ሰዋስው፤ ክፍሊታት-ዝርርብ - …...
ድርብ ኣመልከትቲ ቃላት ዚብሃሉ የለዉን “ድርብ ኣመልከትቲ ቃላት ዚብሃሉ የለዉን”ኣርኣያ ካሳ30 ታሕሳስ 2022 ዘፍጥረት ዛዕባ “ድርብ ኣመላካቲ ቃላት” ምስ ተስፋማርያም ካብ እነካይዶ ዘተ ትብገስ። ኣብ’ዚ ንነበብቲ ክሕብሮ ዝ.....
12/20/2022
ቅጽል - ፯ይ-ክፋል ሕትቶኣዊ ቅጽልኣርኣያ ካሳ ኣብ ዝሓለፈ ፮ይ-ክፋል፡ ዓቐናዊ ቅጽል ተዋሂቡ እዩ። ኣብ’ዚ ፯ይ-ክፋል ካብ ክፍሊታት ቅጽል፡ ሕትቶኣዊ ቅጽል ይቕርብ። ሕትቶኣዊ ቅጽል ንስም ዚገልጽ ሕትቶኣዊ ቃል፡ ሕትቶኣዊ ቅጽል ይብሃል። እቲ ሕትቶኣዊ ቃልን ዚግለጽ ስምን ብሓባር ኣብ’ቲ ሕትቶኣዊ ም.ሓ. ይርከቡ። እቶም ስማት ብዓልቤት ወይ ተቐባሊ እቲ ሕትቶኣዊ ም.ሓ. እዮም። ኣብ ክፍሊ ዝርርብ ክ.ስም፡ ኣብ ትሕቲ “ሕትቶኣዊ ክ.ስም” ዚተዋህበ መዘክር (...
ቅጽል – ፯ይ-ክፋል ሕትቶኣዊ ቅጽል ቅጽል – ፯ይ-ክፋል ሕትቶኣዊ ቅጽልኣርኣያ ካሳ ኣብ ዝሓለፈ ፮ይ-ክፋል፡ ዓቐናዊ ቅጽል ተዋሂቡ እዩ። ኣብ’ዚ ፯ይ-ክፋል ካብ ክፍሊታት ቅጽል፡ ሕትቶኣዊ ቅጽል ይቕርብ። ሕትቶኣዊ ቅጽል ...
Click here to claim your Sponsored Listing.