Grat Selus
በሰመ ሥላሴ እዚ መንፈሳዊ ፔጅ እዩ ። ስነ-ጽሑፍ ታሪኽ ቅዱሳን ሓደሽቲ መዛሙር ትዝርግሕ ።
18/01/2023
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላኽ ኣሜን !!!
ኣብ ብዙሕ ኣጋጣሚታት ብፍላይ ድማ ኣብ ዓበይቲ ቤት ጽሕፈታት ወይ ዓበይቲ ትካላት ክንከድ ከለና ኣብ ላዕለዋን ልዳት ናይቲ መንደቅ ኣብ ኣንጎሎታት ካሜራታት ተተኪለን ንርኢ ኢና ኣብኡ ድማ ብካሜራ ትረኣዩ ሰለ ዘለኩም ተጠንቀቁ ዝብል ጽሑፍ'ውን ንረክ ኢና፡ እዚ ማለት ናይ ስርቂ ሓሳብ ከይመጸና እሞ ከይንሰርቅ ኢሎም ኣቀዲሞን የጠንቅቁና ኣለው ማለት እዩ። ካብኡ ንላዕሊ ግን ክንሓስቦ ዝግበኣና ኣብ ትሕቲ ካሜር እግዚኣብሔር ምዃና ክንሓብ ይግበኣና ፡ ካሜራ ናይ ትካላት ፈሪሕና ካብ ስርቂ ንቁጠብ ፡ እግዚኣብሔር ፍሪሕና ግን ካብ ሓጢኣት ኣይቁጠብን ፡ስለዚ ቅድሚ ኩሉ ክንጥንቀቀሉ ዝግበኣና ኣብ ትሕቲ ካሜራ እግዚኣብሔር ምህላውና ክንግንዘብ ይግበኣና ።
ርእሰ ሊቃውንት መጋቤ ብሉይ ወሓዲስ ኣባ ገብረኪዳን ግርማ
Want your business to be the top-listed Realtor/realty Service in Addis Ababa?
Click here to claim your Sponsored Listing.
Click here to claim your Sponsored Listing.
Category
Contact the business
Telephone
Website
Address
Addis Ababa