Smart Hum
Glory and honour to God .
06/03/2026
‼️
ጦርነት ዝተርፈሉ ሰፊሕ ዕድል ተፈጢሩ ኣሎ።ፍፁም ይግበሮ
ኣብ ሞንጎ ሻዕብያን ህወሓትን ብዝተፈጠረ ፍሕፍሕ ፅምዶ ዝፈርሰሉ ሰፊሕ ዕድል ተፈጢሩ ኣሎ !
በዙይ መሰረት ህወሓት ክሳብ ሎሚ ዘየርአየቶ ከቢድ ዉሳነ ንምዉሳን ኣብ ጫፍ በፂሓ ኣላ !!
እዙይ ድማ ብመንግስቲ ፌደራል ዝቀረበሎም መደራደሪ ነጥብታት ሙሉእ ንሙሉእ ንክቅበልዎ ኣብ ምይይጥ ይርከቡ ! እተን ነጥብታት ድማ ÷
1)ህወሓት ምስ ሻዕብያ ዝገበሮ ፅምዶ ብዕሊ ከፍርሶ
2)ብማዕረ ቁፅሪ ንኹሉ ዝሓቆፈ ጊዚያዊ ምምሕዳር ከም ብሓዱሽ ክጣየሽ
3) ፕሬዝደንት ጊዝያዊ ምምሕዳር ብመንግስቲ ፌደራል ክምዘዝ
4)ግዝኣት ትግራይ ናብቲ ቅድሚ ጦርነት ዝነበረ ትሕዝቶ ሙሉእ ንሙሉእ ክምለስ
5) TPFን TDFን ብምሕዋስ ክሳብ DDR ዝፍፀም ናይ ትግራይ ፀጥታ ሓይሊ ኾይኖም ተፀዋዕነቶም ነቲ ዝጣያሽ ጊዜያዊ ምምሕዳር ጥራሕ ክኸዉን
6) ተመዛበልቲ ምስቲ ናብ ምዕራብ ትግራይ ክምለሱ
7)DDR ክሳብ ዝፍፀም መከላኸሊ ሓይሊ ኢ/ያ ኣብ ምዕራብ ትግራይ ዘሎ ናይቲ ኸባቢ ዕጡቅ ሓይሊን ሰራዊት ትግራይን ኣብ ትሕቲኡ ገይሩ ፀጥታ የኽብር ::
8)ንምዕራብ ትግራይ ሓዊሱ ሙሉእ ትግራይ በቲ ዝጣየሽ ሓዱሽ ጊዚያዊ ምምሕዳር ጥራሕ ክምራሕ
9)ዉድብ ህወሓት ሕጋዊ ሰዉነት ተዋሂብዎ ልክዕ ከምተን ካልኦት ዉድባት ኣብ ጊዜያዊ ምምሕዳር ኣባላቱ መዲቡ ናይ ፓርቲ ስራሑ ጥራሕ ክሰርሕ ብምግባር መረፃ ክሳተፍ !
10)መንግስቲ ፌደራል ምስ ሻዕብያ ዝህልዎ ርክብ ምስ ጊዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ብምምይያጥ ይዉሰን::
ህወሓት እዙይ ዕድል ተጠቂሞም እንተተቀቢለምዎ ክሳብ ሎሚ ዝበደሉና ይቅረ ዘይንብለሉ ምኽንያት የለን።
ሰላም ንህዝቢ ትግራይ🕊️🕊️🕊️
04/03/2026
ባንኪ ትግራይ
04/03/2026
መብራህቲ ትግራይ
Klik her for at gøre krav på din sponsorerede post.
Type
Internet side
Adresse
Aarhus