Awramba Times
Awramba Times is an online media outlet providing latest news and analysis about Ethiopia & the horn
"ኣብ ትግራይ ዘሎ ግፋ ኣዝዩ መሰከፊ እዩ። "ውላድኩም ኣበይ ኣለዉ?" ኢልካ ስድራ ክሳብ ምእሳር፣ ክሃድሙ ንዝፍትኑ ቶኪስካ ክሳብ ምቕታል ዝበፅሕ ናይ ጭካነ ስጉምቲ እዩ ዝውሰድ ዘሎ"
ጋዜጠኛ መድሂን ገብረስላሰ ኣብ ብራኸ ሸው
"ጽምዶ" ዘገበሎ ዕሉል ነጋዳይ ስግረ-ዶብ
-------
ኣረጋይ ገብረኽርስቶስ (ወዲ ቢተው) ይበሃል። ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ንባዕሉ ከም ኣባል ኣመራርሓ ህወሓትን ዋና መሳሰዪ "ጽምዶ"ን ገይሩ ብምቑፃር ዝተፈለየ ሓሳብ ንዘለዎም ፖለቲከኛታትን ልሂቃንን ብነውራም ቃላት እንተዋርድ እዩ ዝፍለጥ።
ብዙሓት ግዱሳት ተጋሩ ንምንታይ እዩ በዚ መጠን'ዙይ ሕሉፍ ተሓላቒ ህወሓት ኮይኑ "ዛ እምባይ መን ይወርሳ" እናበለ ዘዕገርግር እናበሉ እንትወቕሱዎ ይረአዩ እዮም። ሎሚ ብ'ሮማናት ኦንላይን' ዕላዊ ዝተገበረ ናይ ሰነድን ናይ ድምፂን መረዳእታ ግን ንዚ ናይ ብዙሓት ሰባት ሕቶ መልሲ ዝሃበ ይመስል።
ኣረጋይ ሕጋዊ ኣብዘይኮነ ናይ ኤርትራዊያን ስግረ-ዶብ ንግዲ ዝተዋፈረ፣ በዚ ሕገወጥ ተግባር'ዙይ ንዝእሰሩ ዘፍትሕ፣ በዚ ተግባሩ'ዙይ ድማ ሚሊዮናት ብምርካብ ዝገበለ ከምዝኾነ እቲ ዕላዊ ዝተገበረ ናይ ድምፂን ናይ ሰነድን መረዳእታ ይሕብር።
Click here to claim your Sponsored Listing.
Category
Contact the business
Telephone
Website
Address
3832 156th Street SW
Addis Ababa
98087