Mekelle Express- ME
This page is A news page
11/03/2026
https://www.youtube.com/watch?v=yCQBjgPQypY
News ADDIS 24 ኣብላጫ መቀመጫ እውነተኛ ልብወለድ This is ADDIS 24. Our media outlet covers Ethiopian and East African news and current affairs, analysis and socio-economic issues on a daily basis. Like and ...
04/02/2026
https://www.youtube.com/watch?v=ZaUiWgV72J0
ተረኽ ትግርኛ ተረኽ café ናዝራዊት ቀዳማይ ክፋል Nazrawit This is ADDIS 24. Our media outlet covers Ethiopian and East African news and current affairs, analysis and socio-economic issues on a daily basis. Like and ...
03/02/2026
https://www.youtube.com/watch?v=BMX7MtCBFfU
News ADDIS 24 መልእክተኛው ስለ ሳያት ደምሴ እና ዳናይት የተናገረው ታዋቂው ጀፍሪ ኢፕስቲን የብርሃኑ ነጋና የአለም ትልልቅ ሰዎች ስም This is ADDIS 24. Our media outlet covers Ethiopian and East African news and current affairs, analysis and socio-economic issues on a daily basis. Like and ...
04/03/2025
ልዕሊ 18 ሽሕ ሰራዊት DDR ከምዝኣትዉ ተገሊፁ
ሕጂ ምሸት ዝረከብኹዎ ሓበሬታ ኸምዘመላክቶ ኣብዚ ቐረባ መዓልታት DDR ከምዝጅምር ተሓቢሩ።
ዝምልከቶም ኣካላት ብዛዕባ ተቛሪፁ ዝፀነሐ ኣጀማምራ DDR ኣመልኪቶም ዘተ እናካየዱ ዝፀንሑ ኮይኖም ሕጂ ምሸት ዛዚሞም ኣለዉ።
ብመሰረት እዚ ድማ DDR ንኽካየድ ኣብ ምርድዳእ ዝተበፅሐ ኮይኑ እቶም ሕጂ DDR ዝግበረሎም ኣብ ሰራዊት ዝርከቡ(Active) ኮይኖም ብሕማም፣ወሊድ፣ጉድኣት ወዘተ ንክሰናበቱ ተመልሚሎም ዘለው ልዕሊ 18ሽሕ ከምዝኮኑ ንምፍላጥ ተኻኢሉ።
ብመሰረት እዚ መቐለን ዕዳጋ ሓሙስን ምድላዋት ንኽገብራ ይግበር ከምዘሎን እቲ ዝተረፈ ሰራዊት እውን በቢ ዙሩ ከምዝቅፅልን እዩ ዝረከብኩዎ ሓበሬታ ዘመላክት።
ቐዳማይ ዙር 75,000 ሰራዊት ኣብ ውሽጢ 4 ኣዋርሕ DDR ኽፍፀመሎም ተባሂሉ ከምዝነበረ ዝዝከር ኮይኑ ዛጊድ ልዕሊ 6000 ሰራዊት ጥራሕ ከምብዝሳናበቱን ብዝተፈላለየ ምኽንያታት ከይዲ DDR ዛጊድ ተቛሪፁ ምህላውን ይዝከር።
ሕጂ ግና ኣብዘን ሒደት መዓልታት ኸምብሓድሽ ከምዝጅምር ተመላኪቱ።
Click here to claim your Sponsored Listing.
Category
Website
Address
Addis Ababa