HOT SPORT

HOT SPORT

Share

ዩትዩብ ቻነልና ሰብስክራይብ ይግበሩ 👇👇👇

https://youtube.com/channel/UCP5OqAFLItfxgJW9hOFzlGQ?si=PChLhYqCDNkicDSu

02/11/2025

🚨BREAKING
ዎልቭስ ኣሰልጣኒኦም ኣሰናቢቶም ⛔️
ፖርቹጋላዊ ኣስልጣኒ ቪቶር ፔሬራ ዝሓለፈ ዓመት ካብ ምውራድ ሓደጋ ዘድሐና ዎልቭስ ኣብዚ ዓመት ኣብ 10 ተኸታተልቲ ፀወታታት ዓወት ዘይምርካቡ ስዒቡ ካብታ ጋንታ ተሰናቢቱ ።

31/10/2025

🚨 3+ ወስንቲ ተፃወትቲ አርሰናል ድሕሪ ኢንተርናሽናል ብሬክ ምስ ቶትንሃም ኣብዝግበር ፀወታ ናብ ሜዳ ክምለሱ እዮም ። 🔴⚪️

ኦዴጋርድ ✅
ሃቨርትዝ ✅
ማዱዌኬ ✅

Want your public figure to be the top-listed Public Figure in Mekelle?
Click here to claim your Sponsored Listing.

Category

Website

Address


Romanat
Mekelle