70 enderta network
Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from 70 enderta network, Media/News Company, 70እንደርታ, Mekelle.
27/02/2023
ሱር ኮንስትራክሽን:--መሃንዲስ ዳግመ ሕውየት ስራሕቲ ህንፀት መንገዲ ኣስፋልቲ ትግራይ!
ምምሕዳር ከተማ መቐለ ብስንኪ እቲ ኣብ ትግራይ ተወሊዑ ዝነበረ ጀኖሳይዳዊ ኲናት፣ ተቋሪፁ ዝነበረ ህንፀት መንገዲ ኣስፋልትን ፀፀርን ንምቕፃል ምስ ሱር ኮንስትራክሽን ዝነበረ ውዕሊ ብምምሕያሽ ስራሕ ክጅመር ገይሩ።
ሱር ኮንስትራክሽን ብወገኑ፣ ብመሰረት እቲ ዝተመሓሸ ውዕል፣ ብፅሬትን ቅልጣፈን ህንፀት እቲ መንገዲ ኣብ ዝተተሓዘሉ ጊዜ ንምዝዛም ከምዝሰርሕ ገሊፁ። ዛጊድ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ርብርብ፣ ሙሉእ ስራሕተኛን ኣመራርሓ እቲ ኩባንያ፣ ብዘይምንም ደሞዝን ጥቅማጥቅሚን ብሓያል ብሄራዊ ወነን ሓቦን ለይትን ቀትርን ኣብ ምስራሕ ይርከቡ።
እዚ መንገዲ 47.5 ኪሎሜትር አስፋልቲ 17.5 ፀፀር ብድምር 62 ኪሎሜትር ዝሽፍን ከም ዝኾነ ተሓቢሩ።
Click here to claim your Sponsored Listing.
Category
Website
Address
70እንደርታ
Mekelle