Tigrai Development Association
Tigrai Development Association/TDA is a membership based non-governmental organization largely operational in Tigray
29/05/2026
Your honest and thoughtful responses will be used to refine TDA’s strategy, communication, and outreach efforts, ensuring we align with the needs and expectations of our partners and beneficiaries.
Thank you for taking the time to participate. Your feedback is invaluable!
Survey of Stakeholder Satisfaction, Public Perception, & Trust The purpose of this survey is to gather valuable feedback from stakeholders, community members, and partners of the Tigrai Development Association (TDA). The objective is to understand how satisfied you are with TDA’s services and initiatives, your perception of the organization's role and impact,...
22/05/2026
እዋናዊ ፃውዒት ማሕበር ልምዓት ትግራይ
14 ጉንበት 2018 ዓ/ም
#ይሓግዙ ፣ ተስፋ ትውልዲ የለምልሙ!
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ 2026 ልዕሊ 2 ቢልዮን ብር እቶት ንምእካብ ኣብ ሰፊሕ ወፍሪ ትርከብ።
ካብዚ እቲ ብር 900 ሚልዮን ኣብ ምምሕያሽ ፅርየትን ምፍጣር ዕድልን ትምህርቲ ዝውዕል እንትኸውን፤ እቲ ዝተረፈ ድማ ኣብ ምምሕያሽ ግልጋሎት ጥዕና፣ ስነ-መዓዛን ከምኡ’ውን ንልዕሊ 11 ሽሕ ደቂ ኣንስትዮ ዕድል ስራሕ ንምፍጣር ይውዕል።
ኣብ ዘመነ ትምህርቲ 2019 ዓ.ም ማሕበርኩም ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ሸረን ዓዲ-ግራትን ብምዝዛም ተምሃሮ ንምቕባል ኣብ ምሽብሻብ ትርከብ።
2018 ዓ.ም ን40 ሽሕ ህፃናት ተጠቀምቲ ዝገበረ መደብ ምገባ ፃባ ናብ 100 ሽሕ ንምዕባይ ዓበይቲ ውራያት ትውግን ኣላ።
ማሕበርኩም ማሕበር ልምዓት ትግራይ ምስ መላእ ህዝቢ ትግራይ ብምዃን ክሳብ ሕዚ ህፃናት ትግራይ ዕድል ትምህርቲ ንክረኽቡ እንዳገበረቶ ዝመፀት ኩሉ ምንቅስቓስ ኣካል ዕውት ዛንታ ትግራይ ኮይኑ ተኸቲቡ እዩ። ሎሚ’ውን ሓገዝ ሕድ ሕድ ትግራዋይን ፈታዊ ትግራይን ዝጠልቡ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ህፃናት ኣለው።
እዙይ ንምዕዋት ድማ ማልት ንኹሉ ኣብ ኹሉ ዘሎ ማሕበረሰብ ተበፃሕን ቀሊልን ብሓንቲ ክሊክ ጥራሕ ምሕጋዝ ዝከኣለሉ ባይታን ዕድልን ኣመቻችያ ኣላ።
ህላወ ፣ ሕውየትን ዕብየትን ትግራይ ኣብ ማእገር ተጋሩ እዩ! !
ይሓግዙ ፣ ተስፋ ትውልዲ የጣጥሑ!
TDA Mobile App
https://play.google.com/store/apps/details...
Own TDA Digital ID
https://member.tda-int.net/become-member
Open to anyone, anywhere
Telebirr Fundraising
https://www.superapp.ethiomobilemoney.et:38443/.../mIndex...
Wegagen Bank: 1111
Lion Bank: 1111
Tele-birr: 560777
Give 1 Birr a day by sending “OK” to 6831
20/05/2026
ሰርቢ ልምዓት ቴሌብዥን ማሕበር ልምዓት ትግራይ ፤ መበል 35 ክፋል
ሰርቢ ልምዓት መበል 35 ክፋል ሰርቢ ልምዓት መደብ ቴሌቭዥን ማሕበር ልምዓት ትግራይ፤ መበል 35 ክፋል
Click here to claim your Sponsored Listing.
Contact the organization
Telephone
Website
Address
Ethiopia/Tigray/Mekelle
Mekelle