Pixel ICT Solutions PLC

Pixel ICT Solutions PLC

Share

Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Pixel ICT Solutions PLC, Business service, MIT, Mekelle.

The Secrets of Popular APIs, #APIAugust 23/08/2020

are all the rage in the world. What APIs do developers love and why do they love them?
Read as Product Manager Morgan Mitchell shares top picks from three developers around the globe: https://msft.it/6189TUNuR.

The Secrets of Popular APIs, #APIAugust What APIs do other developers love and why do they love them? Three developers from around the globe offer up their top picks! Azure Cognitive Search—Gian Paolo Santopaolo () Gian is an Italian software architect working in Zürich, Switzerland who leverages AI technology fo...

Photos from Pixel ICT Solutions PLC's post 18/06/2020

ፒክስል ኣይሲቲ ምስ ዶት ኢትዮጵያ (Digital Opportunity Trust) ብምትሕብባር IWET (Inspiring Water Entrepreneurship in Tigray) ን ዝብሃል ኣብ 12 ወረዳታት ትግራይ ዝሰርሕ ፕሮጀክት ፒክስል መሸጢ (PIXEL PLSP Sales) ዝብሃል ሞባይል ኣፕሊኬሽንን ዌብ ኣፕሊኬሽንን ዝሓዘ ኣታዊን ወፃእን እናመዝገበ ትርፍን ኪሳራን ዝሰርሕ ሲስተም ሰሪሕና ምርካብና እትንገልፅ ብዓብይ ደስታ እዩ።

ዋና ክፋላት እቲ ሲስተም
1. ፒክስል መሸጢ ሞባይል ኣፕሊኬሽን
እዚ ሞባይል ኣፕሊኬሽን ኣብ ናይ ኩለን ማሕበራት ሞባይል ዝፅዓን ኮይኑ ኣቶም ማሕበራት እዞም ዝስዕቡ ተግባራት ኣለውዎ
-ማዓልታዊ መሸጣታት ይምዝግብ (daily product sales registration)
-ማዓልታዊ ግልጋሎታት ይምዝግብ (daily services registration)
-ኣብ ሕድ ሕድ ዝውሃቡ ማዓልታዊ ግልጋሎት/መሸጣ ናይቲ ግልጋሎት ኣታዊን ወፃእን ብምምዝጋብ ካብ ሕድ ሕድ ግልጋግሎት/መሸጣ ዝርከብ ዝርከብ ትርፊ ይሰርሕ
-ናይ ሰራሕተኛታትን ን ሰራሕተኛታት ወፃኢ ዝግበር ከም ዶሞዝ/ምሃያ ይምዝግብ
-ናይቲ ማሕበር ጠቅላላ ዕዳ ይምዝግብ ወርሓዊ ዝከፈልዎ ክፍሊት ይቅበል ቀሪ ዕዳ የርኢ ከምኡ እውን ናይቲ ዕዳ ወሓዊ ወለድ ከም ወፃኢ ገይሩ ይሕዝ
- ናይ ቀወምቲ ንብረት እርጋን ይሰርሕ
-ዝተፈላለዩ ከም ገዛ ክራይ፣ ናይ መፋለጢ ወፃኢ፣ ናይ ኢሌክትሪክ፣ ናይ ማይን ካልኦት ወርሓዊ ወፃእታትን ይምዝግብ
-ማዓልታዊ፣ ሰሙናዊ፣ ወርሓዊ፣ ናይ ርብዒ ዓመት፣ ናይ ፍርቂ ዓመትን ዓምታውን ትርፍን ኪሳራን ይሰርሕ
- income statement ይሰርሕ

2. ዌብ ቤዝድ ሪፓርቲንግ ሲስተም
- ብ ብወርሒ ኣፍፃፅማ ናይቶም ማሕበራት እናተቀበለ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ሪፓርት ዝ ምልከቶም ናይቲ ፕሮጀት ሓለፍትን ገብርቲ ስናያትን ክርእዩ ዘክእሎም ሲስተም እዩ።

Want your business to be the top-listed Business in Mekelle?
Click here to claim your Sponsored Listing.

Telephone

Address


MIT
Mekelle