Freselam mussie

Freselam mussie

Partager

Freselam Mussie (born Freselam Embaye, 27 November 1991 in Asmara, Eritrea) is a musician, poet, and activist.

21/06/2026

እግዚኣብሄር ይመስገን!

21/06/2026

ደቂ መአለ ከመይ ኣለኹም 😄

ይዝከረኒ ናይዛ ኮንሰርት እዚኣ ኣድቨርታይዝመንት ክግበር ከሎ ፡ ሄሎ መአለ እናበለ እዩ ዝገብሮ ኔሩ እቲ ነቲ ምውዕዋዕ ዘዳለዎ ሰብ።

ኣነ ድማ መቀሌ እናበልኩ ናይ ምስጋና ቪድዮ ሰሪሐልኩም ኣለኹ ብ ኣምሓርኛ።

ሽዑ ግዜ ኣብ መቐለ ኮንሰርት ንኽግበር እቶም ኣዳለውቲ መጽናዕቲ ክወስዱ ከለዉ ፡ ፍረሰላም ኣምጹልና ዝብል ጠለብ እዩ በዚሑ።
ህዝቢ እዩ መሪጹካ ዝበሉኒ ካብ ልበይ ኣይትወጽእን እያ።

ደቂ መቐለ ብሓፈሻ ኩልኹም ደቂ ትግራይ ፡ ምስጋናይን ኣኽብሮተይን እናገለጽኩ ፡ ሰላምኩምን ራህዋኹምን ክርኢ ዝምነ ኤርትራዊ ሓውኹም ፍረሰላም እየ።

ሰናይ ሰንበት

Vous voulez que votre personnage public soit Personnage Public la plus cotée à Saint-Denis ?
Cliquez ici pour réclamer votre Listage Commercial.

Adresse


Saint-Denis