Photo Papi

Photo Papi

Delen

Photo Papi captures best photos and videos for all kind of activities and celebrities. Just contact us! You will wonder with the products that we offer.

06/04/2022

Proud to see Biniam on this stage!

28/02/2022
24/12/2020

đŸ˜ĸđŸ˜ĸđŸ˜ĸ
ህይወá‰ĩ ዝዓደለá‰ĩኒ á‰Ĩá‹ĩሆ ሰጊረ ንኸመáˆĩግን ሓግዙኒáĸ
áŠŖáŠ áŠŖá‰Ĩርሃም ሰለሙን á‹á‰°á‰ŖáˆƒáˆáŠŠ áŠŖá‰Ĩ á‹žá‰Ŗ ማáŠĨከል ንኡáˆĩ á‹žá‰Ŗ ጋላነፍሒ áˆáˆáˆ•á‹ŗáˆ­ áŠ¨á‰Ŗá‰ĸ ጸሎá‰ĩ ዝነá‰Ĩር ኤርá‰ĩáˆĢዊ ዜጋ áŠĨየáĸ
áŠ­áˆŗá‰Ĩ ሕጂ ህይወá‰ĩ ዝዓደለá‰ĩኒ á‰Ĩá‹ĩሆ፡ á‰Ĩዓቕመይ ተመáˆĩገን ሓዊሰ ክቃለáˆļ ጸኒሐáĸ ሕጂ ግና ጸገም áˆĩá‹ĩáˆĢይን ናá‰ĨáˆĢን ልዕሊ ዓቕመይ áˆĩለዝኾነኒ áŒ‰áˆá‰Ŗá‰ á‹­ ክቐልዕ ተገዲደ áŠŖáˆˆáŠšáĸ ሰá‰Ĩ áŠĢá‰Ĩ ሰá‰Ĩ ዝተፈጠርኩ፡ áŠĨሞ á‹ĩማ áŠĢá‰Ĩ ኤርá‰ĩáˆĢዊ ዘርáŠĸ ዝተፈጠርኩ áˆĩለዝኾንኩ áˆŊግረይ ከáŠĢፍለኩም ተበጊሰ áŠŖáˆˆáŠšáĸ ርህáˆĢሀን ሕልናን ህዝበይ áˆĩáˆˆá‹á‰°áˆ¨á‹ŗáŠĨኩáĸ
áŠŖáˆ­á‰Ŗá‹•á‰° áŠŖá‹ˆá‹ŗá‰ĩ ደቀይ፡ á‰Ĩዱቸን ማáˆĩኩላር ዲáˆĩá‰ĩሮፊ [Duchenne Muscular Dystrophy] á‰Ĩዝበሃል áŠ•áŒ­á‹‹á‹ŗá‰ŗá‰ĩና áŠĨና áŠŖá‹ŗáŠ¸áˆ˜ ዝቐá‰ĩል á‰Ĩተወርáˆļ ዝመሓላለፍ ሕማም áŠ­áˆŗá‰á‹Š ጸኒሖምን áŠŖáˆˆá‹‰áŠ•áĸ ደቀይ áŠŖá‰Ĩ á‰ĩምህርቲ áŠŖá‹á‹Žáˆ á‰ĨሉáŒģá‰ĩ áŠĨዮም ነይሮምáĸ áˆáŒŖáˆĒ ግና ምርጭኡ áˆĩለዝገበሮም áŠĨá‰ļም ክልተ áŠŖá‰Ĩ ዝá‰ĨáŒģሕ ከይበáŒŊሑ áŠŖá‰Ĩ መበል 21 ዓመá‰ļም áŠĢá‰Ĩዛ ሕቑፈይ á‰Ĩሞá‰ĩ ተፈልዮምáĸ áŠĨá‰ļም ክልተ ደቀይ ግና áŠ­áˆŗá‰Ĩ ሕጂ በቲ ሕማም á‹­áˆŗá‰á‹Š áŠŖáˆˆá‹‰áĸ áŠĨቲ ዝዓበየ (ወዲ 19 ዓመá‰ĩ) á‰Ĩሓገዝ ሰá‰Ĩ áŠĨዩ ዝሸይንን ዝምገá‰Ĩንáĸ አቲ ንáŠĨáˆŊተይ (ወዲ 12 ዓመá‰ĩ) á‹ĩማ á‹ĩሎ በቲ ሕማም ክáˆĩነፍ ጀሚሩáˆĩ áŠĢá‰Ĩ መዛንኡ ዘልሓáŒĨ ይá‰Ĩል áŠŖáˆŽáĸ
áŠŖá‰Ĩ ርáŠĨሲ`ዚ ናይ ደቀይ ጸገም ናይ á‰Ĩዓልቲ ቤተይ á‰ĨሰንáŠĒ ሕማም ናይ ደቅንቅ ዝሰዓበ ናይ áŠŖáŠĨምሮ ጸገም ተደáˆĒá‰Ĩዎ ናይ á‰Ĩሓቂ ተጸጊመáĸ áŠŖá‰Ĩ áˆĩáˆĢሕ ውዒለ ናá‰Ĩ á‰Ĩዓልቲ ቤተይን ደቀይን áŠŖá‰Ĩ ምáŠĨላይ áŠĨየ ዝጓየáĸ áŠĨዞም áŠŖá‰Ĩ á‰ĩሕተይ ዝáŠĨለዩ áˆĩá‹ĩáˆĢይ á‰ĨዘይáŠĢ áŠĨቲ ዘá‹ĩልዮም áŠŖáˆˆá‹­ መለይ áˆá‰ŖáˆáŠ• ናይ ናá‰ĨáˆĢ ወáŒģáŠĸá‰ŗá‰ĩን á‰°á‹ˆáˆŗáŠē ናይ ሕክምና ወáŒģáŠĸá‰ŗá‰ĩ`ውን የá‹ĩልዮም áŠĨዩáĸ ገዛይ ዝርáŠĢቡ á‰ĩሕዝá‰ļ áˆĩለ ዘይá‰Ĩሉን ንሕክምና ደቀይ ምክá‰ĩá‰ŗáˆ ንáŠŊቐርበንን፡ ምáˆĩ áŠĨáŠ•á‹ŗ ቤተ ሰá‰Ĩ ተጸጊዐ áŠĨየ ዝናበር ዘለኹáĸ áŠ­áˆŗá‰Ĩ ሕጂ áŠ•áŠŖáˆáˆ‹áŠ¸á‹­ áˆĩለቲ ዝዓደለኒ á‰ĩዕግáˆĩቲ áŠĨና áŠŖáˆ˜áˆĩገንኩ፡ ንáˆŊግáˆĢተይ ክሓልፎ ጸኒሐáĸ ሕጂ ግና áŠĢá‰Ĩ ሰá‰Ĩ ዝተፈጠርኩ áˆĩለዝኾንኩ፡ ከም ሰá‰Ĩ ሓገዝ ይሓá‰ĩá‰ĩ áŠŖáˆˆáŠšáĸ áˆĩለ ርህáˆĢሄኹምን ሓገዝኩምን á‹ĩማ áŠŖá‰á‹˛áˆ˜ የመáˆĩግንáĸ


áŠŖá‰Ĩርሃም ሰለሙን
áŠŖá‹ĩáˆĢáˆģ = ጸሎá‰ĩ áŖ ንኡáˆĩ á‹žá‰Ŗ = ጋላነፍሒ
áŠŖáˆĩመáˆĢáŖ ኤርá‰ĩáˆĢ
ቴለፎን፡ 07532642
ቁáŒŊáˆĒ ተጠáˆĢቓሚ áˆ•áˆŗá‰Ĩ áŠ•áŒá‹ŗá‹Š á‰ŖáŠ•áŠ­ ኤርá‰ĩáˆĢ፡ 0422147243-5

20/12/2020

ሰላም ሰማይ ምá‹ĩርን ዝፈጠረ ልዑል áŠĨግዛá‰ĸሄር áŠŖáˆáˆ‹áŠ­ áˆáˆŗáŠŠáˆ ይኩን áŠŖá‰Ĩ ኩሉ ኩርንዓá‰ĩ ዓለም á‰ĩርከá‰Ĩ የሕዋተይ ከመይ áŠŖáˆˆáŠšáˆáĸ
ሰላም ንክá‰ĩህልው በዓል ሙሉáŠĨ ተáˆĩፍ áŠĸየáĸáŠĨáˆē áŠĨáˆá‰ŖáŠŖáˆ­ áŠĨዚ á‰ĩርáŠĨዎ ዘለኩም ውዲ áˆĩውáŠĨ ዝኮነ ንፈá‰ĩዎ ንፍቕሮ ሓውና áŠŖá‰ĸየል áŒŊጋá‰Ĩ á‹á‰°á‰Ŗáˆƒáˆˆ ተቀማሚ Werden Bremen ሃገር ጀርመን ኮይኑ ቁሩá‰Ĩ áŒĨዕና áŠŖá‹­áˆ¨áŠ¨á‰ áŠ• ነይሩ ሕጂ á‹ĩሃዩ ጠፊáŠĸና ሰለ ዘሎ áŠŖá‹ąáŠĄ áŠ­áŠŖ áŠŖá‰Ĩ ከá‰ĸá‹ĩ áˆģቅሎá‰ĩ ሰለ ዘላáĸ áŠĢá‰Ĩ áŠ¨á‰Ŗá‰ĸ ሃምቡርግ ጠፊáŠĸና ሰለ ዘሎáĸ
ከምኡ ውን ቅá‹ĩሚ 5-6 ማዓልቲ áŠŖá‰ĸሉ ይከውን áŠŖá‰Ĩ ከተማ Berlin Aleksander platz ተáˆĢáŠĸዩ áŠĸሎምና áŠĨá‰ļም ዝረከá‰Ĩዎ áˆ°á‰Ŗá‰ĩ áŠŖáˆáˆ˛áˆ–áˆ ምáˆĩáŠĻም ክሕዝዎ áŠĨáŠĢ áŠĨንተ ፈተኑ áŠĸደይ ክሕደá‰Ĩ áŠĸሉ ምáˆĩ ወጸ áŠŖá‹­á‰°áˆ˜áˆˆáˆ°áŠ•áĸ
ፖሊáˆĩ ሓá‰ĸርና ውን á‹ĩሃዩ ክንረክá‰Ĩ áŠŖá‹­áŠ¨áŠŖáˆáŠ“áŠ• ፡ áŠĨሞ የሕዋተይ á‹ĩሃይ ሓውና ንምርáŠĢá‰Ĩ á‰Ĩፍላይ ተቀማáŒĻ ከተማ በርሊን á‰°áˆ“á‰Ŗá‰ áˆŠáŠ“áĸ ንዝኮነ áˆ“á‰¤áˆ¨á‰ŗ
በዚ áŠŖá‰Ĩ á‰ŗáˆ•á‰˛ ዘሎ áŠŖá‹ĩáˆĢáˆģ ክá‰ĩሕá‰Ĩሩና ንላá‰Ļ ንá‰ĩገá‰Ĩሩልና ምá‰ĩሕá‰Ĩá‰Ŗáˆ­ áŠŖá‰€á‹˛áˆ›áŠ“ ነመáˆĩግንáĸ

1 áŠŖáˆŒáŠ­áˆŗáŠ•á‹°áˆ­ áŠŖáŠáŠ•á‹Ģ 00491575446031 ሃንá‰Ĩርገ ጀርመን
2 ፍርሓዊ áŠĸዮá‰Ĩ 0041794718303 áˆĩዊዝ
3 ገá‰Ĩረá‰ĩáŠ•áˆŗáŠ  0049152773439 ጀርመን
4 መርሃዊ ነጋ 004917288499576
5 ዮናáˆĩ áŠŖá‰ŖáˆŽ 00491729784576 ጀርመን
6 áŠŖá‰ēለ 004797393163 ኖርወይáĸ

ንፈá‰ĩዎ ሓውና ንምርáŠĢá‰Ĩ áˆŊር á‰°áˆ“á‰Ŗá‰ áˆŠáŠ“ ሰላምኩም ይá‰Ĩዛሕáĸ

Wilt u dat uw bedrijf hÊt hoogst genoteerde Fotografische Dienst in Breda wordt?
Klik hier om uitgelicht te worden.

Type

Telefoon

Website

Adres


Olivier Van Noortstraat
Breda
4812RC