Heyab Car Rental Services
Executive Car Hire, Motorbike Escort's, weddings, Corporate Transport , Night Outs, All Special Occasions Victoria. All these at friendly prices.
*ህያብ መካረይ መካይን ካምፓላ*
ንዝበለጸን ዝጸፈፈን ቀረብ መካይን ንመርዓ, ቅድመ መርዓ, ሕጸ, ጥምቀት, ዕለተ ልደት, ከምኡ ውን ምዝዋር መካይን ምስ እትደልዩ ብርትዓዊ ዋጋ ብዘየማትእ ኣቀራርባ ንዓኹም ንምሕጓስ ድሉዋት ኣለና!
ኣገልግሎትና ንዓኹም ንምሕጓስ ዩ ደዊልኩም ኣዝዙና ክነአንግደኩም ድሉዋት ኣለና!
ንዝያዳ ብቁጽሪ ዋሳብ 0708 082746 ክትጽሕፉልና ወይ ድማ ብመስመር ተሌፎናትና +256708082746/+256789323498 ደዊልኩም ኣዝዙና!
Heyab Bridal Car Kampala
ውዕሎ ሓሙስ 12/2/2026 Thursday Vibes
ኣብ ህያብ መካረይ መካይን ካምፓላ!
በዛ ሎሚ ዕለት መርዓኹም ዝጸምበልኩም መርዓውቲ!
ሰናይ ምንዮት ካብ ህያብ መካረይ መካይን ካምፓላ
መባልይቲ ይግበርኩም ኪዳን ኣብርሃም ሳራን ዝባረኸ ጎይታ ኪዳንኩም ይባርኽ!
ነቶም ክትምርዓውን ክተመርዕዉን እትደልዩ ንዝጸፈፋ መካይን ንምርካብ ህያብ መካረይ መካይን ምረጹ!
ንዝያዳ ብዋሳብ 0708 082746 ወይ ድማ ብመስመር ብምድዋል ርኸቡና!
Heyab Bridal Car Kampala
ውዕሎ ሰምበት 1/2/2026 Sunday Vibes
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም!
በዛ ሎሚ ዕለት መርዓኹም ዝጸምበልኩም መርዓውቲ!
🤵ሑሩይ ምስ 👰♀️ ባና
ሰናይ ምንዮት ካብ ህያብ መካረይ መካይን ካምፓላ
መባልይቲ ይግበርኩም ኪዳን ኣብርሃም ሳራን ዝባረኸ ጎይታ ኪዳንኩም ይባርኽ!
ነቶም ክትምርዓውን ክተመርዕዉን እትደልዩ ንዝጸፈፋ መካይን ንምርካብ ህያብ መካረይ መካይን ምረጹ!
ንዝያዳ ብዋሳብ 0708 082746 ወይ ድማ ብመስመር ብምድዋል ርኸቡና!
Heyab Bridal Car Kampala
Click here to claim your Sponsored Listing.
Category
Contact the business
Telephone
Website
Address
Kampala