Meron Sium

Meron Sium

Share

Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Meron Sium, Seattle, WA.

05/20/2024

ፕሬዝደንት ኢራን ኢብራሂም ራይሲ፣ ሚኒስትሪ ጉዳይ ወጻኢ ሑሴን ኣሚር-ዓብዶላህኒን ካልኦትን ብሰንኪ እቲ ትማሊ ሰንበት ዘጋጠማ ሓደጋ ነፋሪት ከም ዝሞቱ ሃገራዊ ቴሌቪዥን ኢራን ሓቢራ።
እታ ሄሊኮፕተር፡ ትማሊ ኣጋምሸት ኣብ ሰሜን ክፋል እታ ሃገር ናብ ከቢድ ዕምብረ ምስ ኣተወት ብዘጋጠማ ሓደጋ ብኸቢድ ከም ዝዓለበት ይግለጽ።
እቲ ፕሬዝደንት፡ ካብ ከባቢ ዶብ ኢራንን ኣዘርባጃንን ምስ ተመልሰ፡ ኣብ ሰሜን ምዕራብ ናብ እትርከብ ታብሪዝ ዝተባህለት ከተማ ይኸይድ ከም ዝነበረ ጸብጻባት መራኸብቲ ብዙሃን እታ ሃገር የመልክቱ።
ተወሳኺ ሓበሬታ፡ ነዚ ፈለግ ብምስዓብ ኣንብቡ 👉https://bbc.in/4bJvt1L

𝐄𝐑𝐈𝐒𝐀𝐓: ቁጠባ ኤርትራ ናይ ኮትሮባንድን ናይ ሸፋቱን ቁጠባ'ዩ| Bereket Yohannes and BereKet Habtemariam 02/01/2023

𝐄𝐑𝐈𝐒𝐀𝐓: ቁጠባ ኤርትራ ናይ ኮትሮባንድን ናይ ሸፋቱን ቁጠባ'ዩ| Bereket Yohannes and BereKet Habtemariam 𝐒𝐄𝐂𝐎𝐍𝐃 𝐂𝐇𝐀𝐍𝐍𝐄𝐋 : 𝐒𝐔𝐁𝐒𝐂𝐑𝐈𝐁𝐄https://www.youtube.com/channel/UCZjY4SY4wDEVOVTwwZfBScwኤሪሳት ካብ ጥቅምቲ 2018 ጀሚራ፡ ናብ ውሽጢ ኤርትራ፡ ማእከላይ ምብራቕን ምብራቕ...

Want your business to be the top-listed Media Company in Seattle?
Click here to claim your Sponsored Listing.

Website

Address


Seattle, WA